Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊት ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣይተ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢኮኖሚ ተፈታዊትን ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተወዳዳሪትን ንምግባር ዘኽእሉ ተግባራት ብትኹረት ይስራሕ ምህላዉ ተዛሪቦም።

ብብርኪ ሃገር ዝተረገበረ ለውጢ ስዒቡ መነግስቲ ቦታታት ቱሪዝም ኣብ ምልማዕ ከምዝርከብ ሓቢሮም።

“መኣዲ ንሸገር ናብ መሃዲ ንሃገር ከምዘዕበናዮ መኣዲ ንሃገር ናብ መኣዲ ንኣህጉር ኣብ ምዕባይ ኢትዮጵያ ሃፍታ ምጥቃም፣ ክሳብ ዕዳጋ ኣፍሪካ ኣግፊሓ ምርኣይ ከምእትኽእል ክነመስክር ኢና” ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ተምሳሌት ኣፍሪካ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.