Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ሐዚ ዘጋጠማ ፈተና ብዓወት ክትሻገሮ ኢያ ኢሎም።

ብዓወት እትሻገር ኢትዮጵያ ንምኽዳን ሓምለዋይ ኣሰር ነንብር ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንወፍር ኢና፤ ኢትዮጵያ ንምኽዳን ክንተክል ኢና ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.