Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ።

መርሃ ግብሪ ምቕባል ኣጋይሽ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ብማርች ባንድን ብካልኦት ምርኢት ጎደናን ብድምቀት ተጀሚሩ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሕበረት ዝሳተፉ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራትን ካልኦት ኣጋይሽን ምእታው ከምዝጅምሩ ናብ ፋና ዲጂታል ዝተለኣኸ ሓበሬታ የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.