Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ሉኣላውነት ኢትዮጵያን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ዝካየድ ዘሎ ተግባራት ከምእትድግፍ ኮንግረንስ እታ ሃገር ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስረም፣ 14 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስናይ ኣሜሪካ ናይ ኮንግረስ ኣባላት ተዛቲዮም።

ነቶም ኣባልት ኮንግረንስ ኢትዮጵያ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር እተካይደ ብዛዕባ ዘላ ተግባር መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኣባላት ግጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዋ ዝፀንሐ ሐውነት ልዑል ቦታ ከምእትህብ ተዛሪቦም።

ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ነዊሕ እዋን ሕውነት ብዝተፈላለየዑ ዓውዲታት ምትሕብባር ኣጠናኺራ ንምቕፃል ቁርፀኛ ከማዝኾነት እቶም ኣባላት ኮንግረስ አባላት ተዛሪቦም፡፡

ኢትዮጵያ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ኣሜሪክ ድጋፋ ኣጠናኺራ ከምትቕእል ቃል ኣቲዮም።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳኣት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኢትዮጵያ ናብ ምኽባር ሕጊ ኣብ ዝኣተወትሎም ደፋእቲ ምኽኒያታትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፅሖ ዘሎ ኢ ሰብኣዊ ተግባርን ብዝምልከት ሰፈሕ መብርሂ ምሃቦም ኣቐባሊ ቃል ቤት ፅሕፈት እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.