Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ እገዳ ቪዛ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ካሜሩን ምስ ዝተወለዐ ዓመፅ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ ውልቀ ሰባት እገዳ ቪዛ ኣንቢራ።

ሃገሪቱ እገዳውን ያደረገችው በሰሜን ምዕራብ ካሜሩን ሁከት በማነሳሳት በተጠረጠሩ ሰዎች ላይ መሆኑ ታውቋል

እታ ሃገር ዘንበረቶ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ካሜሮን ናዕቢ ብምልዕዓል ኣብ ዝተጠርጠሩ ሰባት ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፥ ሃገሮም ኣሜሪካ ኣብ ካሜሮን ግዝኣት ኣንግሎፎን ዘሎ ናዕቢ ከምዘተሓሳስባ ተዛሪቦም፡፡

“ናዕቢ ብምቕስቃስ ወይ ድማ ብምልዕዓል፣ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን በደላትን ዝፍፅሙ፣ ብምፍርራሕ ሰላም ዘናግዑ ንኹንን” ኢሎም፡፡

መንግስቲ ካሜሮንን ጉጅለ ዕጡቓትን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት እቲ ዓመፅ ጠጠው ብምባል ናብ ድርድር ንኸኣትዉ ፀዊዖም፡፡

እቲ እገዳ ኣብ ክንደይ ሰባት ዝተነበረ ከምዝኾነ ዝተፈለጠ ነገር የለን፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.