Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሱዳን ሮበርት ቫን ደን ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ  ኣብ ትግራይ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳንን ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ዘተኮረ ኢዩ ነይሩ።

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣብቲ ዘተ፥ ቅዋም ኢትዮጵያ ብዝምልከት መብርሂ ከምዝሃቡ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.