Fana: At a Speed of Life!

ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሩይ ኣርቲስት እንቁስላሴ ወርቅኣገኘሁ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡

ኣርቲስት እንቁስላሴ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ድሕሪ ምፅናሕ ህይወቱ ምሕላፉ ስድራ ኣርቲስቲስት እንቂስላሴ ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም፡፡

ኣርቲስት እንቁስላሴ 30 ኣብ ዝኾኑ ፊልምታትን ቴኣትራትን ብተዋስኦ ብምስታፍ ብብዙሓት ናእዳ ረኺቡ ኢዩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.