Fana: At a Speed of Life!

ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ህወሓት ዝገብሮ ዘሎ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ዳይሬክተር ዓለም ለኻዊ ኤጀንሲ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤድ) ሳማንታ ፓወር ተዛሪበን።
 
እተን ዳይሬክተር ትማሊ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቅድም ክብል ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ሰላም ምዝታየን ገሊፀን።
 
ኣብ ትግራይ ዝቐርቡ ሰብኣዊ ደገፋት ሐዚ እውን ክቀላጠፉ ከምዝግባእ ብምሕባር፥ እዚ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተረዳዳኣ ኣፍሊጠን።
 
ይኹን እንበር ኣብ እዋን ቅልውላው ሰብኣዊ ደገፍ ኣሸባሪ ህወሓት ናብ ጎረባብቲ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዘካይዶ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዘተሓሳሰበን ገሊፀን።
 
ቢ ምንቅስቓስ ኣብ ኣምሓራ ክልል 150 ሺሕ ሰባት ኣብ ዓፋር ድማ 76 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተዛሪበን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
 
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
 
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
 
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
 
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B
5… ይግበሩ/ራ!
 
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.