Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ፀፅታ ንምኽባር ሕጊ ፌዴራል ፖሊስ ብመሰረት ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ናብ ግንባርን ንብ ዝተመደቡሉን ኣምሪሖም።

ግሥለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሰራዊትን ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ራዕዲ ብምምካት ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ዘየዳግም ስጉምቲ ንምውሳድ ከካብ ኣንፈቱ ዝተንቀሳቐሰ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ብላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኣቀባብላ ብምግባር መምርሒ ስራሕ ተዋሂቡዎም።

ፀላኢ ህዝቢ ዝኾነን ህልውና ሃገር ንምፍራስን ንምብታንን ዕላማ ዘለዎን እቲ ኣሸባሪ ብምድምሳስ  እቶም ኣባላት ፖሊስ ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምዃን ሃገራዊ ሓድነት ንምጥንኻር ዘኽእል ተልእኾን ግዴታን ብምቕባል ከምዝተዋፈሩ ድማ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.