Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትንኣመራርሓታትን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም።

“ንዑ ንኢትዮጵያ፤ ንኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ንኽደና” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ምኽንያት ብምግባር ኢዮም ፈልሲ ተኸኺሎም ዘለዉ።

ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፋንታ፥ ፖሊስ ፌዴራል ሰላም ሃገርን ፀፅታ ከባቢን ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብምስታፍ ዝተውሃቦ ማሕበራዊ ሓላፍነት እናተዋፅአ ናይ ባዕሉ ብፅሒት እናተዋፅአ ከምዝርከብ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.