Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ደንቢ ኽዳን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፌዴራል ፖሊስን ብምኽዳን ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ።

እቶም ኣካላት ብኣፅዋር ንነበርቲ ብምፍርራሕ፣ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ብምጥቃም ውራ እንትፍፅሙ ከምዝነበሩ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፀፅታ እታ ከተማ ኣይተ ገ/እግዚአብሔር ሃይሉ ገሊፆም።

ስለዝኾነ  1 ሺሕን 6 መናእሰይ ብኮሚዩኒቲ ፓሊስነት ሰልጢኖም  ምስ ፌዴራል ፓሊስ ብምውዳድ ከባቢኦም ይሕልው ኣለዉ ኢሎም።

ኣብ ውራ ዝተዋፈሩ ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ምስ ሕብረተሰብ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.