Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ።

ብመሰረት እዚ፦

ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት  ኢትዮጵያ – 30 ሚሊየን ብር

ማኅበረሰብ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን   – 130 ሚሊየን ብር

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ – 40 ሚሊየን ብር

ዲ.ኤች. ገዳ ንግድ እና ኢንደስትሪ – 5 ሚሊየን ብር

ትካል ሕትመት ብርሀንን ሰላምን – 5 ሚሊየን ብር

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን – 35 ሚሊየን ብር

ኢትዮ ቴሌኮም – 350 ሚሊየን ብር እንትኾኑ

ካልኦት ተሳተፍቲ ትካላት እውን ናይ 5ን 10 ሚሊየን ኣስተዋፅኦኦም ናብ ባንኪ ዘእየዉሉ ብፅሒት ካርድ ብdineforethiopia@pmo.gov.et ምልኣኽ ከምዝኽእሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.