Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሱዳን ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደን ዝፈሸለ ፈተነ ከምዝኆነን መራኸቢ ሓፋሽ መንግስቲ እታ ሃገር ፀብፂቡ።

ብዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ከምዝተፀብፀበ፥ መንነቶም ዘይተፈለጡ ኣካላት ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባር ሬድዮ ጣቢያ ኡምዱርማን ንምቁፅፃር ከምዝፈተኑ ተሓቢሩ።

መንግስቲ ኩነታት ንምቁፅፃር ፃዕሪ እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

ፍልፍል፡- ኣልጀዚራን ቲ አር ቲን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.