Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብጡረታ ብኽብሪ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ ጁንታ ህወሓት ዝመርሑን እናዋግኡ ፀኒሖም ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም መኮንናት ብጡረታ ድሕሪ ምግላሎም ናብቲ ጁንታ ብምሕዋስ ምድላው ኩይናት እንርገብሩ ነይሮም ተባሂሉ።

ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ኣብ ዝፈፀመሉ እዋን ቀንዲ ኣተሓባባሪ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.