Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ 15 ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ዝተመደቡሉ ዓዲታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 24 ለካቲት 2012 ዓ.ም ዝተሾሙ 15 ኣምባሳደራት ዝተመደቡሉ ዓዲታት ዕላዊ ገይረን።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣምባሳደር ብርሁኑ ፀጋዬ – ኣውስትራሊያ ካንቤራ
  2. ኣምባሳደር ያለም ፀጋይ – ኩባ ሃቫና
  3. ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ – ቤልጄም ብራሰልስ
  4. ኣምባሳደር ዶ/ር ማርቆስ ተክሌ – ግብፅ፣ ካይሮ
  5. ኣምባሳደር ባጫ ጊና – ሞሮኮ ራባት
  6. ኣምባሳደር ይበልጣል ኣዕምሮ – ሱዳን ካርቱም
  7. ኣምባሳደር ምህረታብ ሙሉጌታ – ኤርትራ ኣስመራ
  8. ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው – ኣልጀሪያ ኣልጀርስ
  9. ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ – እንግሊዝ ለንደን ንክሰርሑ ከምዝተመደቡ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ
1. ኣምባሳደር ኣድጎ ኣምሳያ – ስዊድን ስቶክሆልም ምክትል ሚሲዮን መሪ

  1. ኣምባሳደር ጀማል በከር – ባህሬን ማናማ ቆንስል ጄኔራል
  2. ኣምባሳደር ኣብዱ ያሲን – ስዑዲዓረብ ጄዳ ቆንስል ጄኔራል
  3. ኣምባሳደር ለገሠ ገረመው – ካናዳ ኦታዋ ቆንስል ጄኔራል
  4. ኣምባሳደር እየሩሳሌም ዓምደማርያም – ሕቡራት ኤሜሪትስ ዓረብ ዱባይ ቆንስል ጄኔራል
  5. ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ – ኣሜሪካ ሚኒሶታ ቆንስል ጄኔራል ኮይኖም ንክሰርሑ ከምዝተመደቡ ተሓቢሩ።

እቶም ኣምባሳደራት ብመሰረት ፕሮቶኮል ኣሰራርሓ ዝተመደቡሎም ሃገራት ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ኣብ ቀረባ እዋን ነናብ ቦቶኦም ብምኻድ ስርሖም ብዕሊ ከምዝጅምሩ ተገሊፁ።

እዋናውን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.