Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምምላስ ዕረፍቲ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።

ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ስዒራታ ዘላ፡፡

ብሕታዊት ሽቶ ድሬዳዋ ከነማ ዳንኤል ሃይሉ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡

ሎሚ ምሸት ድማ ፋሲል ከነማ ምስ ወላይታ ድቻ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.