Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ።

ብምኽንያት እዚ ድማ ብራዚል ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ልዑል ቁፅ ዘለዎም ሰባት ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ዘተኣናገደት ካልአይቲ ሃገር ኮይና፡፡

እናወሰኸ ብዝመፅ ሞት ዜጋታት ፕሬዚዳንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ ልዑል ወቐሳ እናበፅሖም ከምዝሖነ ተገሊፁ፡፡

70 በመቶ የሚሆኑት የሀገሪቱ ዜጎች የመጀመሪያ ዙር ክትባት መዉሰዳቸዉ ቢገለፅም÷ የሟቾች ቁጥር ግን እየጨመረ መሆን ነዉ አልጄዚራ የዘገበው

70 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ቀዳማይ ዙር ክታበት ከምዝወሰዱ ይገለፅ እምበር፥ ቁፅሪ መወትቲ ግን ሕዚ እውን እናወሰኸ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.