Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ተኸቲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 13 ወረዳታትን መዓስከራት ተመዛበልቲን ክልል ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ብመልክዕ ወፍሪ ተኸቲቡ።

ኣቐባሊ ቃል ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላስ፥ እቲ ክታበት ካብ 5 ሰነ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝተውሃበ ገሊፀን።

እቲ ክታበት ን2 ሚሊየን ወገናት ንምሃብ ትልመ ዝተትሓዘ እንትኸውን፥ ዝተረፉ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ክኽተቡ ከምዝግበር ሓቢረን።

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብቲ ክልል ዝወሃብ ክታበት ኮሌራ ዕዉት ንምግባር ንሰብ ሞያ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ደገፍ ይገበር ከምዘሎ ተገሊፁ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.