Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝዉዕል ሒሳብ ቁፅርታት ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብሪ ሓይሊ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝዉዕል ሒሳብ ቁፅርታት መተኣኻኸቢ እቶት ሰለስተ ባንኪ ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ፦

ሽም አካውንት፥ ቫይረስኮሮና ምክልኻል ድጋፍ መተኣኻኸቢ አካውንት ትግራይ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

  1. ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ

ቁፅሪ 1000327264625

  1. ኢንተርናሽናል ባንኪ አንበሳ

ቁፅሪ ሒሳብ 00111322721-02

  1. ባንኪ ወጋገን

ቁፅሪ ሒሳብ 0825591830101

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.