Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣምሓራ  ክልል ህወሓት ልዕሊ 20  ሆስፒታላትን  277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣውዲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ሚንስቴር ዲኤታ ጥዕና  ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ግጅለ ልእኽ ጉድኣት ዝበፅሖም ናይ ጥዕና ትካላት ጎቢኒዮም፡፡

ኣብቲ ዑደትካብ ጥዕና ሚኒስትር ፣ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ኣምሓራ ክልል ጥዕና ቢሮንዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡

ኣብ ኣምሓራ  ክልል ህወሓት ልዕሊ 20  ሆስፒታላትን  277 ናይ ጥዕና ጣቢያታትን ኣገልግሎት ምሃብ ደው ከምዘበሉ ተገሊፁ።

ካብዚአን 14 ሆስፒታላት፣ 153 ናይ ጥዕና ጣቢያታት፣  642 ናይ ጥዕና ኬላታትን 29 ኣምቡላንሳትን  ሙሉእ ብሙሉእ ከምእዓነዉ ናይቲ ክልል  ጥዕና ቢሮ ምክትል ሓላፊ ኣይተ ታሪኩ በላቸዉ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም፡፡

ብምንይችል አዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.