Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ከመዝተመዝገቡ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ካብ ተረባሕቲ ዝመፅኡ ሕቶታት ምኽኒያት ብምግባር እቲ ምዝገባ ንተወሳኺ 10 መዓልታት ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።

እቶም ተመዝገብቲ ናብ ቢሮ ምምፃእ እንተይኣድለዮም ብኦንላይን ኣድራሻ WWW.aahdab.gov.et ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ከምዝገቡ ከምዝግባእ ተገሊፁ።

ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ኣብቲ ካብ 6 ክሳብ 15 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ዝተቐመጠ ሰሌዳ ግዘ ዘይተመዝገቡ ተረባሕቲ፥ ካብ 18 ክሳብ 20 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ናብቲ ቢሮ ብምቕራብ ቅርትኦም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.