Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ብምእካብ 119 ነጥቢ 8 ትልሚ ከዕውት ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ።

ቢሮው ገቢውን የሰበሰበው ከደረጃ “ሀ”፣ “ለ” እና “ሐ” ግብር ከፋዮች እንደሆነ ገልጿል

እቲ ኣታዊ ክእከብ ዝኸኣለ፥ ካብ ከፈልቲ ግብሪ ደረጃ “ሀ”፣ “ለ” ን “ሐ” ከምዝኾነ እቲ ቢሮ ገሊፁ፡፡

ስራሕ ኣታኣኻኽባ ግብሪ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ተሓሲቡ ዝነበረ 11 ቢሊየን ንምእካብ እንትኸውን፥ ብመንፅር ዝተረፉ እዋናት ዝተረፉ ንምዕዋት ሰፊሕ ዕድል ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

ከፈልቲ ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ዝተለመደ ሃገር ፈታዊ ምዃኖም ከምዘርእዩ ዘለዎ እምነት ምግላፁ ካብቲ ቢሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.