Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ከይሓወሰ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 43 ብርን 70 ሳንቲምን ንሊትሮ ንክኸውን ከምዝተወሰነ ገሊፁ።

ኣብ ዕዳጋ ዓለም ዘሎ ዋጋ ነዳዲ መበገሲ ብምግባር ከከምኣድላይነቱ ምምዕርራይ ክግበር ከምዝኽእል እውን ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.