Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን።

ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሃገራዊያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ብዘይ ሽቶ 0 ን 0 ማዕረ ከምዝተፈላለያ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.