Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ኬኒያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ኣብ ናይሮቢ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣቢያታት ፖሊስ   ካቱንዱ፣ ኪያምቡ፣ ቲካ፣ ጊጊሪ፣ጁጃን ሩይሩን ተኣሲሮም ዝነበሩ 117 ዜጋታት ምስ ቢሮ ምርመራ ገበን ኬንያ ብምትሕብባር ናብ ሃገሮም ይምልሶም ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር 60 መናእሰይ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣለዉ።

እተ ዝተረፉ ድማ ኣብ ቀፀልቲ ክልተ ዙራት ከምዝምለሱ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.