Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኢትዮጵያዊያን በዓል ጥምቀት ብድምቀት ኣኽቢሮም።

በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማታት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣልኣይን፣ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግን ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝርከባ ከተማታትን ተኸቢሩ።

ኣብቲ በዓል ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ እተን ሃገራት፣ ሊቀ ጳጳሳት ሃገረ ስብከት፣ ዲፕሎማሰኛታት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ተኸተልቲ እቲ እምነን ተሳቲፎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.