Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግዒ፤ አሓደ ጉዳይ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡

እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዘፍለጦ፥ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ልምዓት ቆላማ ከባቢታትን ሰበኽሳግም ዜጋታትን ዘተኮረ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.