Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ብኢንቨስትመንት ንምውፋር ካብ ዝቀረቡ 200 ፕሮጀክቲታት እቶም 136 ተፈሊዮም ተዳሊዮም ኢዮም።

እቲ ቦታ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት ብስም ኢንቨስትመንት ተሓፂሩ ዝፀንሐ 175 ሄክታርን ካብ ሳልሳይ ወገን ናፃ ዝኾነ 125 ሄክታር ቦታ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብኢንቨስትመንት ንምውፋር ሕቶ ዘቕረቡ ሰብ ሃፍቲ ካብ 360 ሚሊየን ክሳብ 1 ቢሊየን በር ካፒታል ዘመዝገቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.