Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሰንበሬ  ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ  ውድድር ጉያ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰንበሬ  ተፈሪ ብ5 ኪ. ሜ  ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ።

እታ ኣትሌት ኣብ ሄርዞጌናውራች ኣብ ዝተኻየደ ‘ኣዲዜሮ ሮድ ቱ ሪከርድስ’ ውድድር ኢያ ብ14 ደቒቓ 21 ሰከንድ ብምእታው ነቲ ክብረ ወሰን ሒዛ።

ብደቂ ተባዕቲዮ 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር  ድማ ኣትሌት ታደሰ ወርቁ 26 ደቒቓ 56 ሰከንድን ብምእታው ነቲ ውድድር ካልኣይ ብምዃነ ዛዚሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.