Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሃመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ድጋፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ  ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ኩነታት፣ ሓደጋ ድርቂን ድልውነትን፣ ኣብ ክልለ ሶማሌ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ምትካል ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ዘድሃበ ኢዩ።

ፀገማት እንተጋጥሙ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ናይ ሓባር ምትሕብባርን ፃዕሪን ከምዘድሊ ምዝርራቦም ኢብኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.