Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመልላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ብሙሉእኹም ንበቨዓል ከተራን ጥምቀትን እንቋዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም “ ኢሎም።

እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ጥዕናን ፍቕሪን ንክኸውን ተመኒዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.