Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ብስልክ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ናይተን ሃገራት ሉኣላውነት ንምኽባርን ዘለወን ምትሕብባር ንምቕፃል ዘለዎም ክልተኣዊ ድሌት ምግለፆም ኣይተ ደመቀ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ብፍላይ ውሽጣዊ ፅዕንቶታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ንምፍታሕ ብሓባር ጠጠው ምባል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.