Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዱዋሂር ዱልካማል ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ጉዳይ ርክብ ክልቲን ሃገራትን ሰለስተኣዊ ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰን ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡

በዚሁ ወቅት የውጭ ጉዳይ ሚኒስትሩ ከኮሞሮስ ሕዝብና ፕሬዚዳንት የተላከ መልዕክትም ለኢትዮጵያ ሕዝብና ለጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አቅርበዋል

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ካብ ህዝቢን ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ናብ ህዝቢን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድመድን ዝተለኣኸ መልእኽቲ ኣቕሪቦም፡፡

ዱዋሂር ዱልካማል፥ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ምስ ሱዳንን ግብፂን ምዝታዮም ገሊፆም፡፡

ሃገሮም ኮሞሮስ ከይዲ እቲ ድርድር ብልዝብ ክፍታሕ ኢዩ ኢላ ከምተኣምን ተዛሪቦም፡፡

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብግደኦም፥ ኮሞሮስ እቲ ድርድር ብዘተ ንኽፍታሕ ንዘርአየቶ ተበግሶ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም፡፡

ትዮጵያ ሕዚ እውን ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ናተመርሐ ዝርከብ ከይዲ ድርድር ከምትድግፍ ምርግጋፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.