Fana: At a Speed of Life!

እቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት በረራ ናይጄሪያ ኢጉኑ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት በረራ ናይጄሪያ ከተማ ኢጉኑ ከምዝክጅምር ሓላፊ ቢሮ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጄሪያ ሽመልስ ኣራጌ ኣፍሊጦም።

እቲ መገዲ ኣየር በረርኡ ካብ 21 መስከረም 2014 ዓ.ም እንትጅምር፥ ቦይንግ 787 ኣውሮፕላን ከምዝጥቀም ተገሊፁ፡፡

ናብታ ከተማ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ማለት እውን ረቡዕ፣ ዓርቢን ቀዳምን ከምዝኾነ እቶም ሓለፊ ገሊፆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.