Fana: At a Speed of Life!

እንነብረሉ ይኹን መስዋእቲ ንኸፍሎ ንሃገርን ህዝብን ኢዩ-ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወታደር ዝነብር ይኹን መስዋእቲ ዝኸፍል ንሃገርን ህዝብን ኢዩ ክብሉ ኣባላት ሰራዊት መሰረታዊ ስልጠና ብርሸለቆ ተዛሪቦም።

እቲ ሰራዊት ካብ ቤተሰቡን ናብርኡን ቀዳምነት ንሃገሩን ህዝቡን ብምባል ደኺሙንን ሰልቺዩንን እንተይበለ ዝተውሃቦ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽ ብዝሓሸ ውፅኢት ይፍፅም ከምዘሎ ሻለቃ ገመቹ አሰፋ ገሊፆም።

እቲ ሰራዊት ኣብ ዱርን ገደልን ደሙ ኣፍሲሱ ዓዕፅምቱ ከስኪሱ ህይወቱ ንሃገሩ ብምኽፋል፥ ሃገር ተረጋጊዓ ንክትቅፅል ይገብር ከምዘሎ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.