Fana: At a Speed of Life!

ካሜራ ዝተገጠመሉ መነፅር ፌስቡክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሌጥ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ፌስቡክ ካሜራ ዝተገጠመሉ መነፀር ሰሪሑ ምቕራቡ ተገሊፁ።

እቲ መነፀር ምስ ፍሉጥ ትካል ኣፍራዪ መነፀር ሬይ ባንን ካምፓኒ ኣውሮፓ ምስ ዝኾነ ኢስሎርሊክሳቲካ ብምትሕብባር ዝተሰርሐ ከምዝኾነ እተገለፀ እንትኸውን፥ ሰባት ብቐሊሉ ገይሮም ክጥቀሙሉ ይኽእሉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

ተጠቀምቲ እቲ መነፅር ፎቶታት ብቐሊሉ ምልዓል ንኽኽእሉ ተገይሩ ዝተሰርሐ ከምዝኾነ ተዘሪቡሉ፡፡

ፎቶ ካብ ምልዓል ብተወሳኺ መዘራረቢን መዳመፂን ዝተገጠመሉ እንትኸውን፥ ተጠቀምቲ እቲ መነፅር ብቐሊሉ ናይ ስልኪ መልእኽቲታት ክለዋወጡ ዘኽእሎም ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.