Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልካል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ውሳነታት ንምውሳን ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምክልካል ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ውሳነታት ንምውሳን ይዝቲ ኣሎ።

እቲ ካቢኔ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓደጋ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ነቲ ለበዳ ንምክልኻል ብብርኪ ክልል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ከካይዶም ዝፀንሐ ስራሕቲ ዝገምገመ ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፥ ስግኣት ህዝብታት ዓለም ኮይኑ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ሓደጋ ከየስዕብ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ሓደሽቲ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ተባሂሉ።

ብዮናታን ግዛቸው

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.