Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 4ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡

ብመሰረት እዚ እቲ ካቢኔ ኣብ ኣዋጅ ሰራሕታት መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዝታይ እቲ ኣዋጅ ናብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ንኽቐርብ ወሲኑ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ትካላት መሰልጠኒ ቴክኒክን ሙያን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዳግም ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ብምዝታይ ናብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ንኽቐርብ ውሳነ ምሕላፉ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.