Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቦርድ መረፃ ወፃእ ዕላዊ ካብ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ከምዘይብሎም ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብቲ ትካል ወፃእ ዕላዊ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ዘይብሎም ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ።

ብዛዕባ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ኣካላት ካብቲ ቦርድ ዝረኽቡዎ ቁፅሪ ጥራሕ ክጥቀሙ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ፡፡

ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተመዝገቡ ሰባት፥ ውዳበታት መተሓባበርቲ ክልላት መረፃ ብምጥቃም እዋናዊ ቁፅሪ ተመዝገብቲ እናፍለጠ ከምዝርከብ ምግላፁ ካብቲ ቦርድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.