Fana: At a Speed of Life!

ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ኣልዒላቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ኣንቢራቶ ዝነበረት እገዳ ቀጥታ በረራ ከምዘልዓለቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

እቲ ስጉምቲ ኣብ መንጎ መክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ዲፕሎማሲ ናብ ንቡር ነክምለስ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣቐባሊ ቃል መነግስቲ ሶማሊያ መሓመድ ኢብራሂም፥ በውሳነ ኬኒያ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።

ኬኒያ እቲ እገዳ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ግንቦት ኣንቢራቶ ከምዝነበረት ብምዝኽኻር ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.