Fana: At a Speed of Life!

ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሚኒስትራት ማላዊ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

ሚኒስቴር ሓበሬታ ከምዝገለፁዎ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ዝነበሩ ሊንግሰን ቤሌካንያማ

ህይወቶም ሓሊፉ፡፡

ትማሊ ህይወቶም ዝሓለፉ ሚኒስትር ትራንስፖርት ማላዊ ሲዲክ እውን ድሕሪ ክልተ ሰዓት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝሓለፉ ካልኣይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኮይኖም፡፡

ፕሬዚዳንት ማላዊ ላዛሪስ ቸክዌራ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ክውሰዱ ዝግበኦም ጥንቃቐታት ኩሎም ንኽትግበሩ ኣተሓሳሲቦም ነይሮም፡፡

ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙን ህይወቶም ዝሓልፍን ሰባት እናወሰኸ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም ኢዮም፡፡

ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር፥ ብምኽንያት ሕልፈት እቶም ሚኒስትራት ፡፡

ፍልፍል፦ ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.