Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጆፍሪ ፈልትማንን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ላፔን ተዛቲዮም።

እቶም ኮሚሽነርን ኣምባሳደርን፥ ኣብ ሞንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሜሪካን ጥንኩር ርክብን ምትሕብባርን ዘለዎ ምትሕብባር ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ተገሊፁ፡፡

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.