Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ከምዝዘተየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ዘተ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም ዛዕባታት እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ምንቅስቓሳት፣ ከምኡ እውን ጂፖለቲካዊ ለውጢታት ዝምልከቱ ጉዳያት ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም።

ዝረኣዩ ክፍተታት፣ ለውጢ ዘድልዮምን ክመሓየሹ ዝግበኦም ጉዳያትን ብዝርዝር ገምጊሙ ኣብ ቀፃሊ ከም ሃገር ክሳለጡ ብዛዕባ ዝግበኦም ተግባራት ኣንፈት ከምዝተቐመጠ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.