Fana: At a Speed of Life!

ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ  ኣብ ድሬዳዋ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግን ዌስት ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ቻይናን ናሽናል ስሚንቶ ሓ.ዝ. ው. ማ. ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ  ኣብ ድሬዳዋ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ለነቢሩ።

እቲ እምነ ኩርናዕ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን ኣይተኣደም ፋራህ ኢዮም ኣንቢረምዎ።

እቲ ፋብሪካ ኣብ 103 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝህነፅ እንትኸውን፥  መዓልታዊ 5 ሺሕ ቶን ሲሚንቶ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ኣለዎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.