Fana: At a Speed of Life!

ወለንታውያን መናእሰይ ብሄራዊ ኣገልግሎት ልምዓት ማሕበረሰብ ገበርቲ ሰናይ ንዘኽታማት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻዝተመደቡ ወለንታውያን መናእሰይ ብሄራዊ ኣገልግሎት ልምዓት ማሕበረሰብ ገበርቲ ሰናይ ምስ መናእሰይ እቲ ከባቢ ብምዃን ንዘኽታማት ሓገዝ ከምዝገበሩ ሚኒሰስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።

ዓይነት እቲ ሓገዝ ማኮሮኒ፣ ፓስታ፣ ጣፍን ካልኦት ዓይነታት ምግቢን ከምዝኾኑ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ካብ ነብቲን ነጋዶን ቀበሌ ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እቲ ሓገዝ ን73 ዘኽታማት ከምዝተበርከተ ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ምምሕዳር እታ ከተማ ወለንታውያን መናእሰይ ንዝገበሩዎ ሰናይ ተግባር ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.