Fana: At a Speed of Life!

ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ካብ ሓሙሽተ ዓመት ንታሕቲ ንዝኾኑ ህፃናት ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ።

እቲ ክታበት ክሳብ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩሎም ዞባታት ክልል ሶማሌ፣ ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ምጅማር እቲ ክትባት ምክትል ሓላፊ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣይተ መሐመድ መሐሙድን ተወካሊ ትካል ጥዕና ዓለምን ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ምልክት ፖሊዮ ኣብ ክልል ሶማሌ እንተዘይተርኣየ እውን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኬንያን ጅቡቲን ብቕርበት ምስ ምሳን መንፅር ቀዲምካ ብወፍሪ ምክልኻል ተሓሳቢ ብምግባር ዝተጀመረ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.