Fana: At a Speed of Life!

ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና-ነበርቲ ዞባ ጅማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ክንቅፅል ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ጅማ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ነበርቲ 20 ወረዳታትን ሓደ ምምሕዳር ከተማን ዞባ ጅማ 180 ኣብዑርን 40 ኣባጊዕን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብደገፍ ኣበርኪቶም።

እቲ ዝተገበረ ደገፍ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቶም ነበርቲ ንሓድነት ሃገር ለይቲን ቀትሪን ዝለፍዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እንገብሮ ደገፍ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.