Fana: At a Speed of Life!

ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 የካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤዝሊ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ጉጅለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም።

ስለዝኾነ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ይኹን እምበር ሐዚ እውን ተወሳኺ ገንዘብን ስራሕቲን ከምዘድሊ ሓቢሮም።

ኣብቲ ክልል ደገፍ ዘድሊዮም ሰባት ሓገዝ ንክረኽቡ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.