Fana: At a Speed of Life!

ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክበኖሎጂ፣ ምህንድስና፣ ጥበብን ሒሳብን ኣቢሎም ዝቐርቡ ውፅኢት ምህዞ ተምሃሮ ብኣግባቡ ምምራሕ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ከምዝተሰናድአ ኣፍሊጡ።

እቲ መምርሒ እቶም ተምሃሮ ስራሕቲ ምህዘኦም ንከቕርቡን ተዓወትቲ ተፈሊዮም ግቡእ መተባብዒ ንክረኽቡን ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ብምስታፍ ንታዎት እቲ ረቂቕ መምርሒ ዝኸውን ሓሳብ ብምቕራብ ዘተ ተኻይድሉ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.