Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ።

ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ ከምዝኾነ ተሓሩ።

ላዕለዎት ኣመራርሓ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ተመራመርቲን ኣብቲ ጉባኤ እናተሳተፉ ይርከቡ።

ብመላኩ ገድፍ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.